Item Without Login
Actions
- ADDED: April 20, 2023
- Share this
- Print page
- County Nairobi
- Category American System- International Schools
DESCRIPTION
ሕውየት ህዝቢ ትግራይ ምስ ምምላስ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተኣሳሰረ እዩ፤ ፕሮፌሰር እሙሩ ብርሃነ፡፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ፤ ፅንተት ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝሓወሰ ምዃኑ፤ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ናብ ንቡር ምምላስ ጀሚሩ ዝፀንሐ ሃፍቲ ተፈጥሮ ከም ዝበረሰን ተገሊፁ፡፡ ሕውየት ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣካል ሕውየት ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ንምዕማም ከቢድ ፃዕሪ ዝሓትት ምዃኑ ውን ተመራማሪ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፕሮፌሰር እሙሩ ብርሃነ ኣረዲኦም ፡፡ ትግራይ መሰረት ጥንታዊ ስልጣነታት ብምዃና ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ንነዊሕ ዘመናት ኣብ ጥቕሚ ካብ ምውዓሉ ብተወሳኺ፤ ንዘመናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘነፃፀሩ ወራራትን ወፍሪታት ጀኖሳይድን ኣብ ልዕሊ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ እዉን ከቢድ ዕንወት እናብፀሑ ምምፅኦም ዝገለፁ ተመራማራይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፕሮፌሰር እሙሩ ብርሃነ፤ ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝከኣል ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ኣካል ሕውየት ኮይኑ ክስረሐሉ እንተኽኢሉ እዩ ኢሎም፡፡
*******
Show Number
Similar listings
WapiKenya.com is a listing website that allows a viewer to be more knowledgeable about local sites in Kenya.
Listing descriptions and other pieces of information provided on our website are intended for general knowledge.
WapiKenya viewers to conduct a background check to ascertain authenticity.